Full Name Email * እትደልዮ ኣገልግሎት ምረጽ/ምረጺ፧ 1.ውህብቶ ንምፍላጥ ሓገዝ ደልየ ነይረ። 2. ራኢ ንምንዳፍ ሓገዝ ደልየ ነይረ። 3. ቅድመ ምድላዋት ንመርዓ ሓገዝ ደልየ ነይረ። 4. ኩለንትና ዕቤት ሓገዝ ደልየ ኔረ። Message Date ሰላም፣ ዘለና ኣገልግሎት ምኽርን ማዕዳን እንህቦ፡ ኣብ ረቡዕን ሓሙስን እዩ። ካብዞም መዓልታት ወጻኢ ዘለና ኣገልግሎት ድማ ምስ'ቲ ንዓኻ/ኺ ዝጥዕም ግዜ ንምግባር፣ ድሕሪ ምኽፋልካ/ኪ ብቀጥታ ከነዘራርበካ/ኪ ኢና። Time ንሰዓታት ኣገልግሎት ኣብ ምኽርን ማዕዳን፣ ድሕሪ ምኽፋልካ/ኪ፣ ብቐጥታ ክንሕብረኺ/ኻ ኢና። መተሓሳሰቢ! ቅድሚ ምኽፈልና ከነስተውዕሎ ዝግበኣና፣ ብዝሒ ተገልለግልቲ ስለዘለውና፣ ቆጸራ ብዝሓዝናሉ፣ ብቀጥታ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ንወስድ ማለት ኣይኮነን፡ እዚ ክነተሓሳስበኩም ንፈቱ። ከምኡ 'ውን ድሕሪ ምኽፈልና፡ ሓሳብና ምስ እንቕይር እሞ ገንዘብና ክምለሰልና ምስ እንሓስብ፣ ናይ ስትራይብ ከምኡ 'ውን ፐይፓል መስርሕ ክፍሊት (Stripe or Paypal process fee) ከምዘለዎ ክንሕብር ንፈቱ! Select a Coach or Advisor Aklilu Tekali Fisseha Hagos Ukbit Andu Tedros G/Hiwot Terms Accept the terms Phone Book