Counselling Services Full Name Email * እትደልዮ ኣገልግሎት ምረጽ/ምረጺ፧ 1. ኣብ ሓዳረይ/ዝምድናይ ሓገዝ/ምኽሪ ደልየ። 2. ኣብ ኣተዓባብያ ቆልዑት ሓገዝ/ምኽሪ ደልየ። 3. ኣብ መሪሕነት ሓገዝ/ምኽሪ ደልየ። 4. ኣብ ውልቃዊ ህይወተይ ሓገዝ/ምኽሪ ደልየ። Message Date ሰላም፣ ዘለና ኣገልግሎት ምኽርን ማዕዳን እንህቦ፡ ኣብ ረቡዕን ሓሙስን እዩ። ካብዞም መዓልታት ወጻኢ ዘለና ኣገልግሎት ድማ ምስ'ቲ ንዓኻ/ኺ ዝጥዕም ግዜ ንምግባር፣ ድሕሪ ምኽፋልካ/ኪ ብቀጥታ ከነዘራርበካ/ኪ ኢና። Time ንሰዓታት ኣገልግሎት ኣብ ምኽርን ማዕዳን፣ ድሕሪ ምኽፋልካ/ኪ፣ ብቐጥታ ክንሕብረኺ/ኻ ኢና። መተሓሳሰቢ! ቅድሚ ምኽፈልና ከነስተውዕሎ ዝግበኣና፣ ብዝሒ ተገልለግልቲ ስለዘለውና፣ ቆጸራ ብዝሓዝናሉ፣ ብቀጥታ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ንወስድ ማለት ኣይኮነን፡ እዚ ክነተሓሳስበኩም ንፈቱ። ከምኡ 'ውን ድሕሪ ምኽፈልና፡ ሓሳብና ምስ እንቕይር እሞ ገንዘብና ክምለሰልና ምስ እንሓስብ፣ ናይ ስትራይብ ከምኡ 'ውን ፐይፓል መስርሕ ክፍሊት (Stripe or Paypal process fee) ከምዘለዎ ክንሕብር ንፈቱ! Select Counsellor & Advisor Aklilu Tekali Fisseha Hagos Ukbit Andu Tedros G/Hiwot Terms Accept the terms Phone Number Book Or Use PayPal Pay with PayPal